Survey

ሰላም ሰላም ኩሉኩም የሕዋት ኣብ መላእ ኩርንዓት ዓለም እትርከቡ። ኣኣብ ዘለኩሞ ጽቡቅ ክትህልዉ ሰናይ ምንዮተይ እዩ። ኣነ ዓይኖም ዕቚባ-ጋብር እብሃል ተወሊደ ዝዓበኩሉ ድማ እምባደርሆ ገዛ ዓዲ ማይታን እዩ። እምብኣር ኩሉኩም የሕዋተይ እዚ ዘዳልዎ ዘለኩ(Survey) ወይ ድማ ቅየሳ ብዛዕባ እተን ኣብ እምባደርሆ ዘለዋን ዝነበራን ቤት ትምህርታት ኮይኑ፡ ካብ ምምስራተን ጀሚርና ክሳብ እዚ ዘለናዮ ግዜ ዝሓለፍኦ ጉዕዝን ታሪኽን ዘተኾረ ኾይኑ ንሓደ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ኣብ ምድላው ንኽሕግዘኒ ዘዳለኩዎ (Survey) ወይ ድማ ቅየሳ እዩ። ኣብዚ ድማ ኩሉ ተዘክሮታትኩምን ሓበሬታትኩምን ከታካፍሉኒ ብትሕትና ይምሕጸን። እኩብ ሓበሬታትኩምን ምትሕግጋዝኩምን ዓቢ ታሪኻዊ ሰነድ ኣብ ምድላው ስለ ዝሕግዘኒ ድማ ብልቢ ከየመስገንኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን። ካብ ሓውኹም ዓይኖም። ንዝያዳ ሓበሬታ ብ embaderho2021@gmail.com ክትረክቡኒ ይክኣል የቀንየለይ።

https://s.surveyplanet.com/4MmxYxT8a