ሓበሬታ

ሰላማት ደቂ ማይ ዓይኒ(እምባደርሆር) ብቀዳምነት እንቋዕ ናብ እምባደርሆ ካርነሽም ብስላም መጻእኩም። እዚ ዌብ ሳይት እዚ ኩሉና ደቂ ማይ ዓይንን መታዓቢትን  ኣብ ዚሃለና ሃሊና ፋሕ ብዚበልናዮ ከይንጠፍእ ዳሃይ ሕድሕድና እንፋለጠሉን ዚኮነ ንዓዲ ኮነ ደቂ ዓዲ ሓበሬታታት ንዚመጽእ ክንካፈለሉን ኢሊ ዝተፈጥረ መራከቢ እዩ።

እዚ ዌብ ሳይት እዚ ካብ ዚኮነ ዚምባለ ማለት ናይ ፖሎቲካ ሃይማኖት ዓሌትነት ነጻ ዚኮነ ማዕከን እዩ። ብዛዕቡኡ ምዝራብ ውን ኣየፍቅድን።